46 ኣሴር፥ ሳራ እትበሃል ጓል ነበረቶ።
ደቂ ኣሴር፦ ዪምና፥ ዪስዋ፥ የስዊ፥ በሪዓ። ሴራሕ እትበሃል ሓፍቲ ኸዓ ነበረቶም። ደቂ በሪዓ፦ ሔቤር፥ መልኪኤል።
ካብ ዓሌት በሪዓ ዝተወለዱ ኸዓ እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ ካብ ዓሌት ሔቤር ሔቤራውያን። ካብ ዓሌት መልኪኤል መልኪኤላውያን።
ደቂ ኣሴር ብድምር ሓምሳን ሰለስተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚእትን ኮኑ።