Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 26:42 - መፅሓፍ ቅዱስ

42 ደቂ ዳን በብዓሌቶም እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ ካብ ዓሌት ሰምዔ ሰምዔያውያን።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 26:42
4 Referencias Cruzadas  

ወዲ ዳን፥ ሑሺም።


ካብ ዳን ዝተወለዱ፦ በብትውልዶም፥ በብዓሌቶም፥ በብማይ ቤት ኣቦታቶም፥ በብቝፅሪ ስሞም ዝተቘፀሩ፥ ካብ ወዲ ዕስራ ዓመት ንላዕሊ፥ ናብ ውግእ ዝወፁ ዅሎም፥


ደቂ ብንያም በብዓሌቶም እዚኣቶም እዮም፤ ብድምር ድማ ኣርብዓን ሓሙሽተን ሽሕን ሽዱሽተ ሚእትን ኮኑ።


ኵሎም ዓሌታት ሰምዔያውያን ስሳን ኣርባዕተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚእትን ኮኑ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos