Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 26:41 - መፅሓፍ ቅዱስ

41 ደቂ ብንያም በብዓሌቶም እዚኣቶም እዮም፤ ብድምር ድማ ኣርብዓን ሓሙሽተን ሽሕን ሽዱሽተ ሚእትን ኮኑ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 26:41
6 Referencias Cruzadas  

ደቂ ብንያም ድማ፦ ቤላ፥ ቤከር፥ ኣስቤል፥ ደቂ ቤላ ድማ ጌራ፥ ናዕማን፥ ኣኪ፥ ሮስ፥ ማንፌን፥ ሑፊም፥ ጌራም ንኣርድ ወለደ።


ደቂ ቤላም፥ ኣርድን ናዕማንን ነበሩ፦ ካብ ዓሌት ኣርድ ኣርዳውያን፥ ካብ ዓሌት ናዕማን ናዕማናውያን።


ደቂ ዳን በብዓሌቶም እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ ካብ ዓሌት ሰምዔ ሰምዔያውያን።


በታ መዓልቲ እቲኣ ኻብ ከተማታት ዝወፁ ደቂ ብንያም፥ ብዘይ እቶም ኣብ ገባዖን ዝነብሩ ሸውዓተ ሚእቲ ሕሩያት ሰባት፥ ዕስራን ሽዱሽተን ሽሕ ሰይፊ ዝሓዙ ሰባት ነበሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos