40 ደቂ ቤላም፥ ኣርድን ናዕማንን ነበሩ፦ ካብ ዓሌት ኣርድ ኣርዳውያን፥ ካብ ዓሌት ናዕማን ናዕማናውያን።
ደቂ ቤላን ከዓ እዚኣቶም እዮም፦ ኣዳር፥ ጌራ፥ ኣቢሁድ፥
ካብ ዓሌት ሶፋም ሶፋማውያን።
ደቂ ብንያም በብዓሌቶም እዚኣቶም እዮም፤ ብድምር ድማ ኣርብዓን ሓሙሽተን ሽሕን ሽዱሽተ ሚእትን ኮኑ።