Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 26:35 - መፅሓፍ ቅዱስ

35 ደቂ ኤፍሬም በብዓሌቶም እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ ካብ ዓሌት ሱቱላ ሱቱላውያን፥ ካብ ዓሌት ቤኬር ቤኬራውያን፥ ካብ ዓሌት ታሓን ታሓናውያን።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 26:35
4 Referencias Cruzadas  

ካብ ኤፍሬም ወዲ ዮሴፍ ዝተወለዱ፦ በብትውልዶም፥ በብዓሌቶም፥ በብማይ ቤት ኣቦታቶም፥ በብቝፅሪ ስሞም ዝተቘፀሩ፥ ካብ ወዲ ዕስራ ዓመት ንላዕሊ፥ ናብ ውግእ ዝወፁ ዅሎም፥


እዚኣቶም ናይ ምናሴ ወገን እዮም ደቂ ምናሴ ብድምር ሓምሳን ክልተን ሽሕን ሸውዓተ ሚእትን ኮኑ።


ደቂ ሹተላ ኸዓ፥ ካብ ዓሌት ዔዴን ዔዴናውያን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos