Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 26:34 - መፅሓፍ ቅዱስ

34 እዚኣቶም ናይ ምናሴ ወገን እዮም ደቂ ምናሴ ብድምር ሓምሳን ክልተን ሽሕን ሸውዓተ ሚእትን ኮኑ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 26:34
4 Referencias Cruzadas  

እቲ መልአኹ ልኢኹ ኻብ ኵሉ ኽፉእ ዘድሓነኒ እግዚኣብሄር ነዞም ቈልዑ ይባርኮም። ስመይን ስም ኣቦታተይ ኣብርሃምን ይስሓቅን ኣብኣቶም ይፀዋዕ፥ ኣብ ማእኸል ምድሪ ድማ ይብዝሑ።”


ደቂ ኤፍሬም በብዓሌቶም እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ ካብ ዓሌት ሱቱላ ሱቱላውያን፥ ካብ ዓሌት ቤኬር ቤኬራውያን፥ ካብ ዓሌት ታሓን ታሓናውያን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos