31 ካብ ዓሌት ኣስሪኤል ኣስሪኤላውያን፥ ካብ ዓሌት ሰኬም ሰኬማውያን።
ደቂ ገለዓድ እዚኣቶም እዮም፦ ካብ ዓሌት ኢዔዝር ኢዔዝራውያን፥ ካብ ዓሌት ኬሌግ ኬሌጋውያን፥
ካብ ዓሌት ሸሚዳ ኸዓ ሸሚዳውያን፥ ካብ ዓሌት ኦፌር ድማ ኦፌራውያን።