Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 26:29 - መፅሓፍ ቅዱስ

29 ደቂ ምናሴ እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ ካብ ዓሌት ማኪር ማኪራውያን፥ ማኪር ኣቦ ገለዓድ እዩ፤ ካብ ዓሌት ገለዓድ ገለዓዳውያን።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 26:29
9 Referencias Cruzadas  

ምናሴ በዅሪ፥ ኤፍሬም ከዓ ምንኣሱ ነበረ። ያእቆብ ግና ኣእዳዉ ኣመሳቒሉ የማነይቲ ኢዱ ኣብ ርእሲ ኤፍሬም፥ ፀጋመይቲ ኢዱ ድማ ኣብ ርእሲ ምናሴ ኣንበረ።


ዮሴፍ ክሳዕ ሳልሳይ ትውልዲ፥ ደቂ ኤፍሬም ረአየ። ደቂ ማኪር ወዲ ምናሴ ኣብ እንዳ ዮሴፍ ተወሊዶም ኣብኡ ዓበዩ።


ደሓር ድማ ኤስሮም ንጓል ማኪር ኣቦ ገለዓድ ኣእተዋ እሞ ንሰጉብ ወለደትሉ። ንሱ ኸእትዋ እንተሎ ወዲ ስሳ ዓመት ነበረ።


መራሕቲ ዓሌት ደቂ ገለዓድ ወዲ ማኪር፥ ወዲ ምናሴ፥ ካብ ዓሌታት ደቂ ዮሴፍ መፁ፤ ኣብ ቅድሚ ሙሴን ኣብ ቅድሚ እቶም ሹመኛታት፥ መራሕቲ ዓሌት ደቂ እስራኤልን ከዓ ተዛረቡ።


ንማኪር ድማ ንገለዓድ ሃብክዎ።


ምናሴ ንዮሴፍ በዅሪ ወዱ ስለ ዝኾነ ብፅሒቱ እዙይ እዩ፦ ማኪር በዅሪ ወዱ ንምናሴ፥ ንገለዓድ ከዓ ኣቦኡ፥ ተዋጋኣይ ሰብኣይ ነበረ። ስለዙይ ንገለዓድን ንባሳንን ወረሳ።


ኣብ ኣማሌቅ ሱር ዝነበሮም ካብ ኤፍሬም ወረዱ፤ ድሕሬኻ ብንያም ኣብ ማእኸል ህዝብታትካ፥ ኣሕሉቕ ከዓ ኻብ ማኪር፥ ካብ ዛብሎንውን ብበትሪ ገዛኢ ዝሓዙ ወረዱ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos