24 ካብ ዓሌት ያሱብ ያሱባውያን፥ ካብ ዓሌት ሺምሮን ሺምሮናውያን።
ደቂ ይሳኮር፦ ቶላ፥ ፉዋ፥ ዮብ፥ ሺምሮን።
ደቂ ይሳኮር ድማ በብዓሌቶም እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ ካብ ዓሌት ቶላ ቶላውያን፥ ካብ ዓሌት ፉዋ ፉዋውያን፥
ደቂ ይሳኮር ብድምር ስሳን ኣርባዕተን ሽሕን ሰለስተ ሚእትን ኮኑ።