17 ካብ ዓሌት ኣሮድ ኣሮዳውያን፥ ካብ ዓሌት ኣርኤሊ ኣርኤላውያን።
ደቂ ጋድ ድማ፦ ፅፎን፥ ሓጊ፥ ሹኒ፥ ኤስቦን፥ ዔሪ፥ ኣሮዲ፥ ኣርኤሊ።
ካብ ዓሌት ኦዝኒ ኦዝናውያን፥ ካብ ዓሌት ኤሪ ኤራውያን፥
ደቂ ጋድ ብድምር ኣርብዓ ሽሕን ሓሙሽተ ሚእትን ኮኑ።