16 ካብ ዓሌት ኦዝኒ ኦዝናውያን፥ ካብ ዓሌት ኤሪ ኤራውያን፥
ደቂ ጋድ ድማ፦ ፅፎን፥ ሓጊ፥ ሹኒ፥ ኤስቦን፥ ዔሪ፥ ኣሮዲ፥ ኣርኤሊ።
ደቂ ጋድ በብዓሌቶም እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ ካብ ዓሌት ፅፎን ፅፎናውያን፥ ካብ ዓሌት ሓጊ ሓጋውያን፥ ካብ ዓሌት ሹኒ ሹናውያን፥
ካብ ዓሌት ኣሮድ ኣሮዳውያን፥ ካብ ዓሌት ኣርኤሊ ኣርኤላውያን።