Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 24:21 - መፅሓፍ ቅዱስ

21 ናብ ቄናውያን እናረአየ ኸዓ ምስላኡ ኽምስል ጀመረ፤ ከምዙይ ድማ በለ፦ “እትነብሩሉ ፅኑዕ እዩ፤ ገዛኻትኩም ከዓ ኣብ ኰዅሒ ተሰሪሑ ኣሎ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 24:21
4 Referencias Cruzadas  

ምድሪ ቄኔውያንን ቄኔዛውያንን ቀድሞናውያንን


“ኣነውን ‘ንዕድመይ ከም ሑፃ ኸብዝሕ እየ፤ ኣብ ማእኸል ደቀይውን ክመውት እየ’ በልኩ።


እቶም ደቂ ቄኒ ሓሙ ሙሴ ድማ ምስ ደቂ ይሁዳ ኻብታ ተምሪ ዘለዋ ኸተማ ተልዒሎም ናብታ ብደቡብ ዓራድ ዘላ ምድረ በዳ ይሁዳ ደየቡ። ኣብኡ ኸዓ ምስቲ ህዝቢ ተቐመጡ።


ሳኦል ድማ ንቄናውያን “ንስኻትኩም ንዅሎም ደቂ እስራኤል ካብ ግብፂ ኽወፁ እንተለዉ ምሕረት ጌርኩምሎም ኢኹም እሞ፥ ምስኣቶም ከየጥፍአኩምስ ኪዱ፤ ካብ ማእኸል ኣማሌቃውያን ተፈሊኹም ውፁ” በሎም። ቄናውያን ከዓ ኻብ ማእኸል ኣማሌቃውያን ተፈለዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos