Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 22:21 - መፅሓፍ ቅዱስ

21 በለዓም ከዓ ንግሆ ተሲኡ፥ ኣድጉ ፅዒኑ፥ ምስቶም ሹመኛታት ሞኣብ ከደ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 22:21
5 Referencias Cruzadas  

ንፅባሒቱ ድማ ኣብርሃም ኣንጊሁ ተሲኡ ኣድጉ ፀዓነ። ክልተ ኣገልገልቱን ወዱ ይስሓቅን ከዓ ምስኡ ወሰደ። ንመስዋእቲ ዝኸውን ዕንፀይቲ ፈሊፁ፥ ናብቲ እግዚኣብሄር ዝበሎ ቦታ ኸደ።


ብዘይ ነቐፋ ዝመላለስ ይድሕን፤ ብቐይናን መንገዲ ዝኸይድ ግና፥ ሽዑ ንሽዑ ይወድቕ።


ነታ ቕንዕቲ መንገዲ ሓዲጎም ተጋገዩ፤ መንገዲ እቲ ዓስቢ ዓመፃ ዝፈተወ በለዓም ወዲ ባሶር ሰዓቡ።


እንተ ኾነ ሕጊ ብምፍራሱ ተግሳፅ ተቐበለ፤ ምዝራብ ዘይትኽእል ኣድጊ፥ ብድምፂ ሰብ ተዛሪባ፥ ንዕብዳን እቲ ነቢይ ዓገተቶ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos