Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 21:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 እግዚኣብሄር ድማ ቓል ደቂ እስራኤል ሰምዐ፤ ንከነዓናውያን ከዓ ኣብ ኢዶም ኣሕሊፉ ሃቦም፤ ደቂ እስራኤል ድማ ንኣኣቶምን ንኸተማኣቶምን ወቒዖም ደምሰስዎም። ነታ ኸተማ ድማ “ሔርማ”፥ ኢሎም ሰመይዋ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 21:3
11 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር፥ ትምኒት ነዳያን ሰምዐ፤ እዝኑውን ሓሳብ ልቦም ሰምዐት።


ንሱ ናብ ፀሎት ፅጉማት ተመልከተ፤ ልመናኦምውን ኣይነዓቐን።


እግዚኣብሄር ድምፂ ልመናይ ሰሚዑኒ እዩሞ ፈተኽዎ።


ክፅውዐኒ እዩ፤ ኣነውን ክምልሰሉ እየ፤ ብጊዜ መከራኡ ምስኡ ክኸውን እየ፤ ከናግፎ እየ፤ ከኽብሮውን እየ።


እቶም ኣብ እምባ ዝነበሩ ኣማሌቃውያንን ከነዓናውያንን ድማ ወሪዶም ወቕዕዎም፤ ክሳዕ ሔርማ ዝበፅሑ ኸዓ ኣሳጐጕዎም።


እቶም ኣብቲ ደጕዓ ዝነብሩ ኣሞራውያን ድማ ወፂኦም ተዋግኡኹም፤ ከምቲ ንህቢ እተሳጕጎ ድማ ኣሳጐጕኹም፤ ካብ ሴይር ጀሚሮም ክሳዕ ሔርማ ወቕዑኹም።


“ካብዘን እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ንርስቲ ዝህበኩም ከተማታት እዞም ኣህዛብ እዚኣቶም ግና፥ እስትንፋስ ዘለዎ ሓደ እኳ ብህይወት ኣይትሕደጉ።


ንጉስ ሔርማ፥ ንጉስ ዓድራ፥


ኤል ቶላድን ኪሲልን ሔርማን፥


ብድሕሪኡ ደቂ ይሁዳ ምስ ኣሕዋቶም ደቂ ስምኦን ከዱ፤ ነቶም ኣብ ፅፋት ዝነበሩ ከነዓናውያን ተዋግእዎም፤ ነታ ኸተማ ድማ ወቂዖም ኣጥፍእዋ። በዙይ ከዓ ሔርማ ተብሃለት።


ኣብ ሔርማ፥ ኣብ ቦርዓሻን፥ ኣብ ዓታኽ፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos