Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 21:27 - መፅሓፍ ቅዱስ

27 ስለዙይ ከዓ እዮም እቶም ሰብ ብግጥሚ ኸምዙይ ዝበሉ፦ “ናብ ሓሴቦን ንዑ፤ ንሳ ትተሃነፅ፤ ከተማ ሴዎንውን ትተሓደስ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 21:27
6 Referencias Cruzadas  

ከምዙይ ድማ ኾነ እቲ ቕፅሪ ምስ ተነድቀ፥ መዓፁ ኣቖምኩሉ፤ ሓለውቲ ደገን ዘመርቲ ሌዋውያንን ድማ ኣብ ሰስራሖም ተመደቡ፤


ሽዑ ንንጉስ ባቢሎን ከምዙይ ኢልካ ኽትምስል ኢኻ፦ “እቲ ጨቋኒ ኸመይ ዓረፈ! ጭቘናኡኸ ኸመይ ኣብቅዐ!


እዚኣቶም ኵላቶም ነቲ ዘይናቱ ንባዕሉ ዝእክብ፥ መትሓጃውን ንባዕሉ ዘብዝሕ ወይለኡ! ኽሳዕ መኣዝከ እዩ? እናበሉ ምስላ ኣይምስሉሉንዶ? ተረትከ ኣይትርቱሉንዶ?


ስለዙይውን እዩ ኣብ መፅሓፍ ውግእ እግዚኣብሄር ከምዙይ ተብሂሉ ዘሎ፦ “ዋሄብ ኣብ ሱፋ፥ ለሰታት ኣርኖንውን


ሓሴቦን ርእሲ ኸተማ ሴዎን ንጉስ ኣሞራውያን እያ። ንሱ ምስቲ ቕድም ንጉስ ሞኣብ ዝነበረ ተዋጊኡ ንዅላ ምድሩ ኽሳዕ ፈለግ ኣርኖን ዝሓዘ ነበረ።


ካብ ሓሴቦን ሓዊ ወፀ፤ ካብ ከተማ ሴዎን ድማ ሃልሃልታ፥ ንሱ ንኸተማ ዔር ናይ ሞኣብን፥ ነቶም ኣብ ደጕዓ ኣርኖን ዝቕመጡን በልዖም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos