19 ካብ ማታና ናብ ናሓሊኤል፥ ካብ ናሓሊኤል ናብ ባሞት፥
ነቲ ሹመኛታት ዝዀዓትዎ፥ ነቲ መሳፍንቲ ህዝቢ ዘዕመቝዎ፥ እወ፥ ነቲ መሳፍንቲ ህዝቢ ብዘንጊ መንግስቶምን ኣባትሮምን ዘጐድጐድዎ ዒላ ዘምሩሉ።” ሽዑ ኻብ ምድረ በዳ ተጕዒዞም ናብ ማታና፥
ካብ ባሞት ከዓ ናብቲ ናብ ምድረ በዳ ኣቢሉ ዝርኢ ርእሲ እምባ ፊስጋ፥ ናብ በረኻ ሞኣብ ዘሎ ለሰ ተጕዓዙ።
ክሳዕ ሓሴቦንን እተን ኣብ ጐልጐል ዘለዋ ዅለን ከተማታታን፥ ዲቦንን ባሞትበዓልን ቤትበዓልሜዖንን፥