17 ሽዑ ደቂ እስራኤል ከምዙይ እናበሉ መዝሙር ዘመሩ፦ “ኣታ ዒላ፥ ማይካ ፈልፍል፤ ንስኻትኩም ከዓ ዘምሩሉ።
ኣመስግኑ፤ ዘምሩሉ፤ ኵሉ ተኣምራቱውን ተናገሩ።
ሽዑ ብቓሉ ኣመኑ፤ ምስጋናኡውን ዘመሩሉ።
ግሩም ነገር ገይሩ እዩ እሞ፥ ንእግዚኣብሄር ዘምሩ፤ እዙይውን ኣብ ኵሉ ምድሪ ኣፍልጡ።
ነቲ ሹመኛታት ዝዀዓትዎ፥ ነቲ መሳፍንቲ ህዝቢ ዘዕመቝዎ፥ እወ፥ ነቲ መሳፍንቲ ህዝቢ ብዘንጊ መንግስቶምን ኣባትሮምን ዘጐድጐድዎ ዒላ ዘምሩሉ።” ሽዑ ኻብ ምድረ በዳ ተጕዒዞም ናብ ማታና፥
ኣብ ማእኸልኩም መከራ ዝቕበል እንተ ሃልዩ፥ ንሱ ይፀሊ፤ ዝተሓጐሰ እንተ ሃልዩ፥ ንሱ መዝሙር ምስጋና ይዘምር።
በታ መዓልቲ እቲኣ ዲቦራን ባርቅ ወዲ ኣቢኒኤምን እዝ መዝሙር እዙይ ዘመሩ፦