11 ካብ ኦቦት ተጕዒዞም ድማ፥ ኣብ መንፅር ሞኣብ ብወገን ምብራቕ ኣብ ዘሎ ምድረ በዳ ኣብ ዒዬዓባሪም ሰፈሩ።
ደቂ እስራኤል ተጕዒዞም ኣብ ኦቦት ሰፈሩ።
ካብኡ ተጕዒዞም ከዓ፥ ኣብ ለሰ ዘሬድ ሰፈሩ።
ካብ ፉኖን ተልዒሎም፥ ኣብ ኦቦት ሰፈሩ።
ካብ ኦቦት ተልዒሎም፥ ኣብ ወሰን ሞኣብ እትርከብ ኣብ ጋይ ሰፈሩ።