Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 20:26 - መፅሓፍ ቅዱስ

26 ንኣሮን ከዓ ኣልባሱ ኣውፂእኻ ንኣልኣዛር ወዱ ኣልብሶ። ኣሮን ግና ኣብኡ ኽመውት እዩ።”

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 20:26
7 Referencias Cruzadas  

“ኣብ ማይ መሪባ ኽልቴኹም ንትእዛዘይ ስለ ዝጠሓስኩምዎ፥ ኣሮን ናብቲ ንደቂ እስራኤል ዝሃብክዎም ምድሪ እንተይኣተወ፥ ክመውት እዩ።


ሙሴ ኸዓ ኸምቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞ ገበረ፤ ኵሉ እቲ ማሕበር እናረአዮምውን ናብ እምባ ሆር ደየቡ።


“በቲ ምድያማውያን ዝገበርዎ፥ ንደቂ እስራኤል ሕነ ፍደየሎም፤ ብድሕሪኡ ናብ ህዝብኻ ክትእከብ ኢኻ።”


እቲ ንህዝቢ እስራኤል ዝተውሃበ ሕጊ፥ ከም ስርዓት ክህነት ሌዋውያን እዩ ዝነበረ። እምበኣር እዝ ኽህነት እዙይ፥ ፍፁም ነይሩ እንተ ዝኸውንስ፥ ከም መዓርግ ኣሮን ዘይኮነስ፥ ከም መዓርግ መልከ ፄዴቅ ዝኾነ፥ ካልእ ካህን ክትስእ ንምንታይ መድለየ ነይሩ?


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos