6 ብዝሒ ሰራዊቱን ካብኣቶም ዝተቘፀሩን ሓምሳን ኣርባዕተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚእትን ነበረ።
ሓምሳን ኣርባዕተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚእትን ኮኑ።
ካብኡ ቐፂሎም ዝሰፍሩ ኸዓ ነገድ ይሳኮር ይኹኑ። ሹም ደቂ ይሳኮር ድማ ናትናኤል ወዲ ሶገር እዩ።
ቀፂሉ ዝሰፍር ከዓ ነገድ ዛብሎን እዩ፤ ሹም ደቂ ዛብሎን ድማ ኤልያብ ወዲ ኬሎን እዩ።
ደቂ ይሳኮር ብድምር ስሳን ኣርባዕተን ሽሕን ሰለስተ ሚእትን ኮኑ።