28 ብዝሒ ሰራዊቱን ካብኣቶም ዝተቘፀሩን ኣርብዓን ሓደን ሽሕን ሓሙሽተ ሚእትን ነበረ።
ኣርብዓን ሓደን ሽሕን ሓሙሽተ ሚእትን ኮኑ።
ካብኡ ቐፂሎም ዝሰፍሩ ድማ ነገድ ኣሴር ይኹኑ። ሹም ደቂ ኣሴር ፋግኤል ወዲ ኤኽራን እዩ።
ቀፂሉ ነገድ ንፍታሌም ይስፈር። ሹም ደቂ ንፍታሌም ኣኪሬ ወዲ ዔናን እዩ።
ደቂ ኣሴር ብድምር ሓምሳን ሰለስተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚእትን ኮኑ።