26 ብዝሒ ሰራዊቱ ስሳን ክልተን ሽሕን ሸውዓተ ሚእትን ነበረ።
ስሳን ክልተን ሽሕን ሸውዓተ ሚእትን ኮኑ፥
ሰራዊት ዳን ብወገን ሰሜን ኣብ ትሕቲ ሰንደቕ ዕላማኦም ይስፈሩ። ሹም ደቂ ዳን ኣኪዔዘር ወዲ ዓሚሳዳይ እዩ።
ካብኡ ቐፂሎም ዝሰፍሩ ድማ ነገድ ኣሴር ይኹኑ። ሹም ደቂ ኣሴር ፋግኤል ወዲ ኤኽራን እዩ።
ኵሎም ዓሌታት ሰምዔያውያን ስሳን ኣርባዕተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚእትን ኮኑ።