Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 2:23 - መፅሓፍ ቅዱስ

23 ብዝሒ ሰራዊቱ ሰላሳን ሓሙሽተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚእትን ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 2:23
5 Referencias Cruzadas  

ሰላሳን ሓሙሽተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚእትን ኮኑ።


ቀፂሉ ድማ ነገድ ብንያም ይስፈር፤ ሹም ደቂ ብንያም ኣቢዳን ወዲ ጋዴዮን እዩ።


እቶም ኣብ ሰፈር ኤፍሬም ዝተቘፀሩ ዅሎም በብሰራዊቶም ሚእትን ሸሞንተን ሽሕን ሚእትን እዮም። እዚኣቶም ሳልሳይ ሰልፊ ኾይኖም ይጐዓዙ።


ደቂ ብንያም በብዓሌቶም እዚኣቶም እዮም፤ ብድምር ድማ ኣርብዓን ሓሙሽተን ሽሕን ሽዱሽተ ሚእትን ኮኑ።


በታ መዓልቲ እቲኣ ኻብ ከተማታት ዝወፁ ደቂ ብንያም፥ ብዘይ እቶም ኣብ ገባዖን ዝነብሩ ሸውዓተ ሚእቲ ሕሩያት ሰባት፥ ዕስራን ሽዱሽተን ሽሕ ሰይፊ ዝሓዙ ሰባት ነበሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos