Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 2:22 - መፅሓፍ ቅዱስ

22 ቀፂሉ ድማ ነገድ ብንያም ይስፈር፤ ሹም ደቂ ብንያም ኣቢዳን ወዲ ጋዴዮን እዩ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 2:22
7 Referencias Cruzadas  

መንእሰይ ብንያም ብሓይሉ ኣብኡ ኣሎ፤ ገዛእቶም ኣሕሉቕ ይሁዳን፥ ኣሕሉቕ ዛብሎንን፥ ኣሕሉቕ ንፍታሌምን ኣለዉ።


ካብ ብንያም፥ ኣቢዳን ወዲ ጋዴዮን፥


ሓለቓ ሰራዊት ነገድ ደቂ ብንያም ከዓ ኣቢዳን ወዲ ጋዴዮን ነበረ።


ብዝሒ ሰራዊቱን ካብኣቶም ዝተቘፀሩን ሰላሳን ክልተን ሽሕን ክልተ ሚእትን ነበረ።


ብዝሒ ሰራዊቱ ሰላሳን ሓሙሽተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚእትን ነበረ።


ኣብ ታሽዐይቲ መዓልቲ መባኡ ዘቕረበ ኣቢዳን ወዲ ጋዴዮን፥ ሹም ደቂ ብንያም ነበረ።


ንመስዋእቲ ምስጋና ዝኾኑ ኽልተ ኣብዑርን ሓሙሽተ ማጓሉን ሓሙሽተ ዲበላታትን፥ ዓመት ዝገበሩ ሓሙሽተ ጡበታት ኣባጊዕን ኣቕረበ። መባእ ኣቢዳን ወዲ ጋዴዮን እዙይ እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos