19 ብዝሒ ሰራዊቱ ኣርብዓ ሽሕን ሓሙሽተ ሚእትን ነበረ።
ኣርብዓ ሽሕን ሓሙሽተ ሚእትን ኮኑ።
ሰራዊት ኤፍሬም ብወገን ምዕራብ ኣብ ትሕቲ ሰንደቕ ዕላማኣቶም ይስፈሩ። ሹም ደቂ ኤፍሬም ድማ ኤሊሳማ ወዲ ዓሚሁድ እዩ።
ምስኡ ለጊቡ ኸዓ ነገድ ምናሴ ይስፈር። ሹም ደቂ ምናሴ ድማ ገማልኤል ወዲ ፍዳሱር እዩ።
ደቂ ኤፍሬም ብድምር ሰላሳን ክልተን ሽሕን ሓሙሽተ ሚእትን ኮኑ። ደቂ ዮሴፍ በብዓሌቶም እዚኣቶም እዮም።