Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 18:22 - መፅሓፍ ቅዱስ

22 ድሕሪ ደጊም ደቂ እስራኤል ናብቲ መራኸቢ ድንኳን ኣይቕረቡ። እንተ ቐረቡ ግና ብሰንኪ ሓጢኣቶም ክሞቱ እዮም።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 18:22
7 Referencias Cruzadas  

ኣሮንን ደቁን ከይብድሉ እሞ ኸይሞቱ፥ ናብታ ኣነ ዝርከበላ ድንኳን ክኣትዉ እንተለዉ፥ ወይ ኣብ መቕደስ ከገልግሉ ናብ መሰውኢ ኽቐርቡ እንተለዉ ይተዓጠቕዎ። “እዙይ ንኣሮንን ብድሕሪኡ ድማ ንዘርኡን ንዘለኣለም ዝነብር ሕጊ ይኹን።


ዝኾነ ሰብ ምስ ሰበይቲ ሓወቦኡ ብግብረ ስጋ እንተ ተራኸበ፥ ንሓወቦኡ ስለ ዘዋረዶ፥ በደለኛታት እዮም እሞ፥ ሓድጊ ዘይብሎም ይቀተሉ።


እቶም ካህናት ትእዛዛተይ ብምፍራስ ሓጢኣት ከይኾኖም፥ እንተ ኣርከስዎ ድማ ኸይሞቱስ፥ ትእዛዛተይ ይሓልዉ፤ ዝቕድሶም ኣነ እግዚኣብሄር እየ።


ኣብቲ መሰውእን ኣብቲ ውሽጢ መጋረጃን ዘሎ ግና ንስኻን ደቅኻን ብኽህነት ኣገልግሉን ሓልውን። እቲ ኣገልግሎት ክህነት ከም ውህብቶ ሂበኩም ኣለኹ። ካልእ ኣብ መቕደስ እንተ ቐረበ ግና፥ ይቀተል።”


ንኣሮንን ንደቁን ድማ ናይ ክህነቶም ኣገልግሎት ክፍፅሙ ሹሞም፤ ካልእ ሰብ እንተ ቐረበ ኸዓ ይቀተል።”


ሙሴን፥ ኣሮን ምስ ደቁን፥ ኣብ ቅድሚ እቲ መራኸቢ ድንኳን፥ ብወገን ምብራቑ ይስፈሩ። ንሳቶም ክንዲ ደቂ እስራኤል ንመቕደስ ዝሕልዉ እዮም። ካልእ ሰብ ናብኡ እንተ ቐረበ ግና ይቀተል።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos