Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 18:14 - መፅሓፍ ቅዱስ

14 “ኵሉ ኣብ እስራኤል ዝተሓረመ ንኣኻ ይኹን።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 18:14
4 Referencias Cruzadas  

ንሳቶም ነቲ መስዋእቲ ብልዕን ነቲ መስዋእቲ ሓጢኣትን መስዋእቲ በደልን ይብልዕዎ፤ እስራኤል ዝሓረምዎ ዘበለውን ንኣኣቶም ይኹን።


እግዚኣብሄር ንሙሴ ኸምዙይ ኢሉ ተዛረቦ፦


ብዓመት ኢዮቤልዩ ሓራ ምስ ወፀት፥ እታ ግራት ንእግዚኣብሄር ዝተወፈየት ቅድስቲ ትኹን፤ ርስቲ ኻህናት ከዓ ትኹን።


ሰብ ብመብፅዓ ንእግዚኣብሄር ይኹን ኢሉ ዝወፈዮ ዅሉ፥ ብገንዘብ ወይ ሰብ ወይ እንስሳ ወይ ግራት ርስቱ ኣይሸየጥ፤ ኣይቤዘዎውን። ዝተወፈየ ዅሉ ንእግዚኣብሄር ቅዱሰ ቅዱሳን እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos