Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 16:47 - መፅሓፍ ቅዱስ

47 ኣሮን ከዓ፥ ከምቲ ሙሴ ዝበሎ፥ ፅንሃህ ወሰደ፤ ናብ ማእኸል እቲ ህዝቢ ድማ ጐየየ። እንሆ ኸዓ እቲ መዓት ኣብቶም ህዝቢ ጀሚሩ ነበረ፤ ኣሮን ግና ዕጣን ገይሩ ነቲ ህዝቢ ኣስተስረየሉ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 16:47
9 Referencias Cruzadas  

ብግብርታቶም ኣቘጥዕዎ፤ መዓትውን ኣብ ልዕሊኣቶም ወረደ።


ሙሴ ኸዓ ንኣሮን “ካብ እግዚኣብሄር፥ ቍጥዓ ወሪዱ፥ መዓት ጀሚሩ እዩ እሞ፥ ፅንሃህካ ወሲድካ ኻብ መሰውኢ ሓዊ ግበረሉ፤ ዕጣን ከዓ ኣእትወሉ፤ ቀልጢፍካ ድማ ናብቲ ህዝቢ ኺድ እሞ፥ ሓጢኣቶም ኣስተስርየሎም” በሎ።


ኣብ መንጎ ምዉታንን ህያዋንን ድማ ቆመ። እቲ መዓት ከዓ ተኸልከለ።


ንኣምላኹ ቐኒኡ እዩሞ፥ ንደቂ እስራኤልውን ኣተዓሪቑዎም እዩ እሞ፥ ንእኡ፥ ብድሕሪኡ ድማ ንዘርኡ፥ ንዘለኣለም ዝፀንሕ ቃል ኪዳን ክህነት ክኾነሉ እዩ።”


ኣነ ግና ፀላእትኹም ፍተዉ፤ ንዝረግሙኹም መርቑ። ውሉድ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦኻትኩም ምእንቲ ኽትኮኑ፥ ንሱ ንኽፉኣትን ንሕያዎትን ፀሓይ የብርቕ፤ ንፃድቃንን ንሓጥኣንን ድማ ዝናም የዝንም እዩ እሞ፥ ንዝፀልኡኹም ፅቡቕ ግበሩ፤ ስለ እቶም ዝፀርፉኹምን ዘሳጕጉኹምን ፀልዩ፥ እብለኩም ኣለኹ።


ነቲ ኽፉእ ደኣ ብሰናይ ጌርካ ሰዓሮ እምበር፥ ብኽፉእ ኣይትሰዓር።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos