36 እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዙይ በሎ፦
ካብ እግዚኣብሄር ከዓ ሓዊ ወፀ፤ ነቶም ዝዓጥኑ ዝነበሩ ኽልተ ሚእትን ሓምሳን ሰባት ድማ በልዖም።
“ንኣልኣዛር፥ ወዲ ኻህን ኣሮን ‘እቲ ፅንሃሃት ተቐዲሱ እዩ እሞ፥ ካብቲ ነዳዲ ኣውፅአዮ፤ ነቲ ሓዊ ኸዓ ናብ ወፃኢ ደርብዮ’ በሎ።