Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 16:24 - መፅሓፍ ቅዱስ

24 “ነቶም ህዝቢ ‘ካብ ድንኳን ቆሬን ዳታንን ኣቤሮንን ረሓቑ’ ኢልካ ተዛረቦም” በሎ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 16:24
5 Referencias Cruzadas  

ቆሬ ወዲ ይስዓር፥ ወዲ ቃዓት ወዲ ሌዊ፥ ዳታንን ኣቤሮንን ደቂ ኤልያብ፥ ኦን ከዓ ወዲ ፋሌት ካብ ነገድ ሮቤል፥


“ካብዝ ጉባኤ እዙይ ተፈለዩ፤ ብቕፅበት ዓይኒ ኸጥፍኦም እየ” በሎም።


እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ


ሙሴ ድማ ተሲኡ ናብ ዳታንን ኣቤሮንን ከደ፤ እቶም ዓበይቲ እስራኤል ከዓ ሰዓብዎ።


“ኣነ ብቕፅበት ዓይኒ ኸጥፍኦም እየ እሞ፥ ካብዝ ህዝቢ እዙይ ረሓቑ” በሎ። ንሳቶም ከዓ ብገምበሮም ተደፍኡ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos