33 እቶም ዕንፀይቲ እናኣረየ ዝረኸብዎ ኸዓ ናብ ሙሴን ናብ ኣሮንን ናብ ኵሉ ማሕበርን ኣቕረብዎ።
ኵልሻዕ ድማ ንህዝቢ ይፍረዱ። ዓብዪ ነገር ዝኾነ ዅሉ ናባኻ የምፅእዎ። ንእሽተይ ነገር ዝኾነ ግና ባዕልቶም ይፍረድዎ። ነቲ ሸኽሚ እንተ ኣፃወሩኻ ኸዓ ንኣኻ ይቐለልካ።
ደቂ እስራኤል ገና ኣብ ምድረ በዳ እንተለዉ፥ ሓደ ሰብ፥ ብመዓልቲ ሰንበት ዕንፀይቲ እናኣረየ ረኸቡ።
እንታይ ከም ዝገብርዎ ስለ ዘይፈለጡ፥ ናብ ቤት ማእሰርቲ ኣእተውዎ።