25 ኣብቲ ለሰ ድማ ኣማሌቃውያንን ከነዓናውያንን ይነብሩ ስለ ዘለዉ ፅባሕ ተመሊስኩም ብመንገዲ ባሕሪ ኤርትራ ኣቢልኩም ናብ ምድረ በዳ ተጕዓዙ።”
ፍረ መንገድኹም ክትበልዑ፥ ካብ ምኽርኹምውን ክትፀግቡ ኢኹም።
ኣብ ነጌብ ኣማሌቃውያን ኣብ እምባታት ድማ ሄታውያንን ኢያቡሳውያንን ኣሞራውያንን፥ ኣብ ጥቓ ባሕርን ብወገን ዮርዳኖስን ድማ ከነዓናውያን፥ ይነብሩ ኣለዉ” ኢሎም ነገርዎ።
እግዚኣብሄር ንሙሴን ንኣሮንን ከምዙይ በሎም፦
ንስንሳቶም ከዓ “ሓለቓ ሼምና ናብ ግብፂ ንመለስ” ተበሃሃሉ።
ንስኻትኩም ግና ተመለሱ፤ ብመንገዲ ባሕሪ ኤርትራ ድማ ናብ ምድረ በዳ ኣቢልኩም ኪዱ’ በለኒ።
እስራኤል ካብ ግብፂ ምስ ወፀ ብምድረ በዳ ኣቢሉ ኽሳዕ ባሕሪ ኤርትራ ኸደ፤ ናብ ቃዴስ ድማ መፀ።