7 ካብ ነገድ ይሳኮር፥ ይግኣል ወዲ ዮሴፍ፥
ካብ ነገድ ይሁዳ፥ ካሌብ ወዲ ዮፎኒ፥
ካብ ነገድ ኤፍሬም፥ ኢያሱ ወዲ ነዌ፥
ደቂ ዮሴፍ ድማ ንኢያሱ “ብዙሕ ህዝቢ ኽሳዕ እንኸውን እግዚኣብሄር ክሳዕ ክንድዙይ ባሪኹና እንተሎስ፥ ስለ ምንታይ ኢኻ ሓደ ዕፃን ሓደ ኽፍልን ጥራሕ ርስቲ ዝሃብካና?” በልዎ።