15 ካብ ነገድ ጋድ፥ ጉዲኤል ወዲ ማኪ።
ካብ ነገድ ንፍታሌም፥ ናሕቢ ወዲ ዎፍሲ፥
ስም እቶም ነታ ምድሪ ኽስልይዋ ሙሴ ዝሰደዶም ሰባት እዙይ እዩ። ሙሴ ንኣውሴ ወዲ ነዌ፥ ኢያሱ ኢሉ ሰመዮ።