13 ካብ ነገድ ኣሴር፥ ስቱር ወዲ ሚካኤል፥
እግዚኣብሄር ንሙሴ
ካብ ነገድ ዳን፥ ዓሚኤል ወዲ ገማሊ፥
ካብ ነገድ ንፍታሌም፥ ናሕቢ ወዲ ዎፍሲ፥
በታ ለይቲ እቲኣ ዅሎም ማሕበር እስራኤል ቃሎም ዓው ኣቢሎም እናበኸዩ ሓደሩ።
“ካብ ኮሬብ ተልዒልና ድማ ኸምቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝኣዘዘና፥ በቲ ዝረአኹምዎ ዓቢይን ዘፍርሕን ምድረ በዳ ናብ ደጕዓ ኣሞራውያን ከድና፤ ናብ ቃዴስ በርኔ ኸዓ መፃእና።