Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 12:15 - መፅሓፍ ቅዱስ

15 ማርያም ድማ ኣብ ወፃኢ ሰፈር ሸውዓተ መዓልቲ ተዓፀወት። እቲ ህዝቢ ኸዓ ማርያም ክሳዕ እትምለስ፥ ኣይተጕዓዘን።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 12:15
9 Referencias Cruzadas  

“ኣብታ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ዝህበካ ምድሪ ዕድሜኻ ምእንቲ ኽነውሕ፥ ኣቦኻን እኖኻን ኣኽብር።


እንተ ኣሕዘነኳ፥ ከምቲ ብዝሒ ምሕረቱ ይርህርህ እዩ።


እቲ ዝነፅሀ ሰብ ክዳውንቱ ይሕፀብ፤ ኵሉ ፀጕሩ ድማ ይላፀ፤ ብማይ እውን ይተሓፀብ፤ ሽዑ ይነፅህ፤ ድሕሪዙይ ድማ ናብ ሰፈር ይእቶ፤ ግና ኣብ ወፃኢ ድንኳን ሸውዓተ መዓልቲ ይቀመጥ።


ኣነ ኻብ ሃገር ግብፂ ኣውፃእኹኻ፤ ካብ ቤት ባርነትውን ኣድሓንኩኻ፤ ቀቅድሜኻውን ንሙሴን ንኣሮንን ንማርያምን ሰደድኩልካ።


ኦ እግዚኣብሄር፥ ድምፅኻ ሰሚዐ ፈራሕኹ፤ ኦ እግዚኣብሄር፥ ነቲ ተግባራትካ ኣብ ማእኸል ዓመታት ፈፅም፤ ኣብ ማእኸል ዓመታት ክትፍለጥ፥ ኣብ ጊዜ ቝጥዓ፥ ምሕረት ዘክር።


ብድሕሪኡ እቲ ህዝቢ ኻብ ሓፀሮት ተልዒሉ ተጕዓዘ፤ ኣብ ምድረ በዳ ፋራን ድማ ሰፈረ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos