12 ንማርያም ከዓ ብምዉቱ ኸም ዝተወልደ፥ ካብ ከርሲ እኖኡ ኽወፅእ እንተሎ ፍርቂ ሰብነቱ ኸም ዝተበልዐ ኽትከውን ኣይትሕደጋ” በሎ።
ወይ ከም ዝተቐበረ ቝላዕ፥ ከምቲ ብርሃን ዘይረአየ ህፃን ምኾንኩ ነይረ!
ከምቲ ዝመክኽ ሽምዒ ኽሃልቁ እዮም፤ ከምቲ ቝላዕ ሰበይቲ ፀሓይ ኣይርኣዩ።
ሽዑ ኣሮን ንሙሴ “ጐይታይ! ነቲ ብዕሽነትና ዝገበርናዮ በደል በይዛኻ ኣይትቝፀረልና።
ሙሴ ድማ “ኦ ኣምላኽ፥ ክተሕውያ እልምነካ ኣለኹ” ኢሉ ናብ እግዚኣብሄር ፀለየ።
ድሕሪ ዅላቶም ድማ፥ ብዘይ መዓልቱ ዝተወለደ ንዝመስል ንኣይ ተርኣየኒ።
እግዚኣብሄር ንኵሉ ሓጢኣትኩም ይቕረ ብምባል፥ ንኣኻትኩምውን ብበደልኩም በቲ ዘይተገረዘ ሓጢኣተኛ ስጋኹም ሞይትኩም ንዝነበርኩም፥ ምስ ክርስቶስ ህያዋን ገበረኩም።
እታ ናይዝ ዓለም እዙይ ደስታ እትደሊ መበለት ግና፥ ብህይወታ እንተላ ዝሞተት እያ።