Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 11:33 - መፅሓፍ ቅዱስ

33 እቲ ስጋ ገና ኣብ ኵርምቶም እንተሎ እንተይሓየኽዎ ኸዓ፥ ቍጥዓ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ እቲ ህዝቢ ነደደ፤ እግዚኣብሄር ድማ ነቲ ህዝቢ ብብርቱዕ መቕሰፍቲ ወቕዐ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 11:33
10 Referencias Cruzadas  

ካብ ኣፉ ኸይመልቆ ይሕዞ፤ ኣብ ትንሓጉ ኸዓ ይዓቝሮ፤


ከብዱ እንተየፅገበ፥ እግዚኣብሄር ጓህሪ ቝጥዓኡ፥ ኣብ ልዕሊኡ ይሰድድ፤ እንትበልዕውን የዝንመሉ።


ካብ ሰማይ ንንፋስ ምብራቕ ኣተስኦ፤ ብሓይሉውን ንንፋስ ደቡብ ኣምፅአ።


እቲ ዝተመነይዎ ሃቦም፤ በልዑ፤ የመናውን ፀገቡ።


ብዘይ እቶም ብሰንኪ ቆሬ ዝሞቱ፥ እቶም ብመዓት ዝሞቱ ዓሰርተ ኣርባዕተ ሽሕን ሸውዓተ ሚእትን ኮኑ።


ሙሴ ኸዓ ኸምቲ ዅሉ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞ ገበረ።


እቶም በቲ መዓት ዝሞቱ ኸዓ ዕስራን ኣርባዕተን ሽሕ ኾኑ።


እግዚኣብሄር ፈውሲ ብዘይብሉ ብቝስሊ ግብፂ፥ ብሕበጥን ብመግለንጭዋን ብዓበቕን ብለሓሲቶን ገይሩ ኽወቕዐኩም እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos