Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 11:32 - መፅሓፍ ቅዱስ

32 እቲ ህዝቢ ድማ በታ መዓልቲ እቲኣ መዓልትን ለይትን፥ ንፅባሒቱውን ምሉእ መዓልቲ ብርንሂጎታት ኣከበ። እቲ ዝወሓደ ዝኣከበ፥ ዓሰርተ ዅንታል ኣከበ። ኣብ ዙርያ እቲ ሰፈር ድማ ሰጥሕወን።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 11:32
3 Referencias Cruzadas  

ሓደ ምሸ ዓስራይ ኣፍ ናይ ኢፍ እዩ።


“ናይ ኢፍን ናይ ባዶስን ልክዑ ማዕረ ይኹን፤ እቲ ናይ ባዶስ መስፈሪ ዓስራይ ኣፍ ቆሮስ፥ እቲ ኢፍ ከዓ ዓስራይ ኣፍ ቆሮስ ይኹን፤ እቲ ቆሮስውን እተለክዐ ይኹን።


እቲ ስጋ ገና ኣብ ኵርምቶም እንተሎ እንተይሓየኽዎ ኸዓ፥ ቍጥዓ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ እቲ ህዝቢ ነደደ፤ እግዚኣብሄር ድማ ነቲ ህዝቢ ብብርቱዕ መቕሰፍቲ ወቕዐ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos