Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 11:15 - መፅሓፍ ቅዱስ

15 ከምዙይ እትገብረኒ ኻብ ኮንካ ነቲ መከራ ኸይርኢ፥ ኣብ ቅድሜኻ ሞገስ እንተ ደኣ ረኺበስ፥ በይዛኻ ቕተለኒ።”

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 11:15
12 Referencias Cruzadas  

ንሱ ግና ኣብ ምድረ በዳ መንገዲ መዓልቲ ኽይድ ውዒሉ፥ ናብ ፅላል ሓንቲ ኽሊዐው መፂኡ ኾፍ በለ፤ ክመውት ድማ ተመነየ። “ኦ እግዚኣብሄር፥ ኣነስ ካብ ኣቦታተይ ኣይበልፅን እየ እሞ፥ ሕዚ ይኣኽለኒ፤ ንነፍሰይ ውሰዳ” ኢሉ ፀለየ።


ከምዙይ ኢልካ ኻብ ምንባር፥ ነፍሰይ፥ ተሓኒቕካ ሙማት መረፀት።


ሕዚ ድማ ሓጢኣቶም ይቕረ በለሎም፤ እንተ ዘይኮነ ኻብቲ ዝፀሓፍካኒ መፅሓፍካ ደምስሰኒ” በለ።


ስለ ምንታይ ሕማመይ ፀንዐኒ? ስለ ምንታይከ ቝስለይ ዘይሓዊ ኾነ? ኸም መታለሊ ዓይኒ ማይ፥ ከምቲ ነፃፊ ማይዶ ኽትኮነኒ ኢኻ?” በልኩ።


ድኻምን ሓዘንን ክርኢ፥ ዘመነይውን ብሕፍረት ክውድእኸ፥ ስለ ምንታይ ካብ ማህፀን ወፃእኹ?


ኦ እግዚኣብሄር፥ እምበኣርከስ ሕዚ ኻብ ብህይወት ምንባርስ ሙማት ይሕሸኒ እዩ እሞ፥ እልምነካ ኣለኹ፤ ንነፍሰይ ካባይ ውሰዳ” ኢሉ ፀለየ።


እግዚኣብሄር ንመቕፃዕትኺ ኣርሓቖ፤ ንፀላእትኺ ሰጐጎም፤ ንጉስ እስራኤል እግዚኣብሄር ኣብ ማእኸልኪ ኣሎ፤ ድሕሪዙይ ዝኾነ ኽፉእ ነገር ኣይትርእዪን።


ሓደኳ ዘይጐድለኩም ፍፁማትን ምሉኣትን ምእንቲ ኽትኮኑ፥ እታ ትዕግስቲ ፍፁም ግብሪ ይሃልዋ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos