27 ሓለቓ ሰራዊት ነገድ ደቂ ንፍታሌም ከዓ ኣኪሬ ወዲ ዔናን ነበረ።
ካብ ንፍታሌም፥ ኣኪሬ ወዲ ዔናን።”
ሓለቓ ሰራዊት ነገድ ደቂ ኣሴር ድማ ፋግኤል ወዲ ኤክራን ነበረ።
ደቂ እስራኤል በብሰራዊቶም ክጕዓዙ እንተለዉ በዝ ኸምዙይ ተጕዓዙ።
ኣብ መበል ዓሰርተ ኽልተ መዓልቲ መባኡ ዘቕረበ ኣኪሬ ወዲ ዔናን፥ ሹም ደቂ ንፍታሌም ነበረ።