20 ሓለቓ ሰራዊት ነገድ ደቂ ጋድ ድማ ኤሊሳፍ ወዲ ራጉኤል ነበረ።
ካብ ጋድ፥ ኤልያሳፍ ወዲ ራጉኤል፥
ሓለቓ ሰራዊት ነገድ ደቂ ስምኦን ከዓ ሰለሚኤል ወዲ ሱሪሰዳይ ነበረ።
ቀዓታውያን ድማ ኣቑሑ መቕደስ ፆይሮም ተጕዓዙ፤ ንሳቶም ክሳዕ ዝመፁ ኸዓ እቲኣቶም ነቲ ድንኳን ተኸልዎ።
ቀፂሉ ነገድ ጋድ ይስፈር፤ ሹም ደቂ ጋድ ኤልያሳፍ ወዲ ረዑኤል እዩ።
ኣብ ሻድሸይቲ መዓልቲ መባኡ ዘቕረበ ኤልያሳፍ ወዲ ራጉኤል፥ ሹም ደቂ ጋድ ነበረ።