2 ሰብ ኢያሪኮ ኸዓ ቐፂሉ ዘሎ ነደቑ፤ ዘኩር ወዲ ኣምሪውን ካብኡ ዝቕፅል ነደቐ።
ደቂ ኢያሪኮ ሰለስተ ሚእትን ኣርብዓን ሓሙሽተን።
ዘኩር፥ ሰራብያ፥ ሰበንያ፥
ደቂ ሃስናኣውን ነቲ በሪ ዓሳ ዝበሃል ደገ ነደቑዎ፤ ልዳት ኣጋጠሙሉ፤ መዓፁውን ኣቖሙሉ፤ መርሖታትን መሸጐሪታትን ድማ ገበሩሉ።
ደቂ ኢያሪኮ፥ ሰለስተ ሚእትን ኣርብዓን ሓሙሽተን፤