Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ነህምያ 2:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 እቲ ንጉስ ከዓ “ዘይሓመምካ እንተለኻ፥ ገፅካ ዝሓዘነስ እንታይ ኴንካ ኢኻ? እዙይስ ሓዘን ልቢ ደኣ እዩ እምበር ካልእ ኣይኮነን” በለኒ። ሽዑ የመና ፈራሕኩ፤

Ver Capítulo Copiar




ነህምያ 2:2
3 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ነቶም ኣብ ቤት ጐይታኡ ምስኡ ተኣሲሮም ዝነበሩ ሹመኛታት ፈርዖን፥ “እንታይ ኴንኩም ኢኹም ሎሚ ኣብ ገፅኩም ሓዘን ዝረአ ዘሎ?” ኢሉ ጠየቖም።


ዝደንጐየ ተስፋ ንልቢ የሕዝኖ፤ ዝተፈፀመ ትምኒት ግና ኦም ህይወት እዩ።


ሕጉስ ልቢ ገፅ የብርህ፤ ናይ ልቢ ሓዘን ግና መንፈስ ይሰብር።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos