Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ነህምያ 11:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ኣብተን ከተማታት ይሁዳ ግና እስራኤላውያን ካህናትን ሌዋውያንን፥ እቶም ኣብ ቤተ መቕደስ ዘገልገሉን ደቂ ሓሻኽር ሰሎሞንን፥ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ረርስቱ ኣብ ከተማታቶም ተቐመጡ።

Ver Capítulo Copiar




ነህምያ 11:3
14 Referencias Cruzadas  

ናቡከድነፆር ንጉስ ባቢሎን ናብ ባቢሎን ማሪኽዎም ካብ ዝነበሩሞ፥ ካብ ምርኮ ደይቦም ናብ ኢየሩሳሌምን ናብ ይሁዳን፥ ነፍሲ ወከፍ ነናብ ከተማኣቶም ዝተመለሱ ደቂ ሃገር እዚኣቶም እዮም።


ናታኒም፤ ደቂ ሲሓ፥ ደቂ ሓሱፋ፥ ደቂ ጠብዖት፥


ካህናትን ሌዋውያንን ገሊኣቶም ኻብቲ ህዝብን ዘመርትን ኣጋፈርትን ናታኒምን ከዓ ኣብ ከከተማኣቶም፥ ኵላቶም እስራኤልውን ኣብ ከከተማኣቶም ተቐመጡ።


እቶም ዝተረፉ እስራኤላውያን ከዓ ምስ ካህናቶምን ሌዋውያንን ኣብ ኵለን ከተማታት ይሁዳ፥ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ረርስቶም ተቐመጡ።


እቶም ኣብ ኢየሩሳሌም ዝተቐመጡ ደቂ ይሁዳን ደቂ ብንያምን እዚኣቶም እዮም፦ ካብ ደቂ ይሁዳ፦ ዓታያ ወዲ ዖዝያ፥ ወዲ ዘካርያስ፥ ወዲ ኣማርያ፥ ወዲ ሰፋጥያስ፥ ወዲ ማላልኤል፥ ካብ ደቂ ፋሬስ፤


ካህናት ድማ ካብ ወገን ኢያሱ፦ ደቂ ዮዳኤ ትሽዓተ ሚእትን ሰብዓን ሰለስተን፤


ካብ ሌዋውያን፥ ካብ ወገን ሆዳይዋ፥ ደቂ ኢያሱን፥ ደቂ ቀድምኤልን ሰብዓን ኣርባዕተን፤


ናታኒም ደቂ ሲሓ፥ ደቂ ሓሱፋ፥ ደቂ ጣብዖት፥


እቶም ናቡከደነፆር ንጉስ ባቢሎን ማሪኽዎም ካብ ዝነበረ እሞ፥ ካብ ምርኮ ተመሊሶም ናብ ኢየሩሳሌምን ናብ ይሁዳን ነፍሲ ወከፍ ነናብ ከተማኣቶም ዝመፁ፥ ደቂ ሃገር እዚኣቶም እዮም፦


እቶም መራሕቶም ዘሩባቤል፥ ኢያሱ፥ ነህምያ፥ ኣዛርያስ፥ ረዓምያ፥ ነሓማኒ፥ መርዶክዮስ፥ በላሳን፥ ሚስጴሬት፥ በጉዋይ፥ ነሑም፥ በዓና ነበሩ። ብዝሒ ናይቶም ካብ ምርኮ ዝተመለሱ ህዝቢ እስራኤል እዙይ እዩ፦


ኵላቶም ካህናት እስራኤል፥ ሌዋውያን፥ ሓለውቲ ቤተ መቕደስ፥ መዘምራን፥ እቶም ኣብ ቤተ መቕደስ ዝሰርሑን፥ ናቲኒምን ኣብ ከተማታቶም ተቐመጡ። ብሻውዐይቲ ወርሒ ደቂ እስራኤል ኣብ ከከተማኣቶም ተቐመጡ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios