2 ነቶም ብፍቓዶም ኣብ ኢየሩሳሌም ክቕመጡ ዝፈተዉ ዅሎም ሰባት ድማ እቲ ህዝቢ መረቖም።
እታ ኸተማ ኸዓ ገፋሕን ዓባይን ነበረት። እቶም ኣብ ውሽጣ ዝነብሩ ህዝቢ ግና ውሑዳት ነበሩ። እቶም ኣባይቲ ድማ ገና ኣይተሰርሑን ነበሩ።
ንጥፍኣት ዝቐረበ በረኸት ኣባይ መፀ፤ ንልቢ መበለታት ከዓ ዕልል ከም ዝብል ገበርኩ።
ካብ ፀጕሪ ኣባጊዐይ ዝተኣልመ ኽዳን ሂበ እንተ ዘየሚቘዮ፥ ንሱ ኸዓ ብምሉእ ልቡ እንተ ዘይመሪቑኒ”
ብቐደሙውን፥ ብመዓልቲ ሓይሊ ብቅዱሳን ብርሃን፥ ቅድሚ ኮኸብ ፅባሕ ካብ ከርሲ ወለድኩኻ።
ንኢየሩሳሌም ሰላም ለምኑ፤ ንዝፈትዉኺውን ልምዓት ይኹን።
ተኸዲንዎ ምእንቲ ኽድቅስ፥ ነቲ ኽዳን ለይቲ፥ ብዓራርቦ ፀሓይ ምለሱሉ፤ ንሱውን ኽምርቐኩም እዩ፤ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ድማ ፅድቂ ኽቝፀረልኩም እዩ።
ልበይ ምስቶም ኣብ ማእኸል ህዝቢ ፈትዮም ርእሶም ዝወፈዩ፥ ምስቶም መራሕቲ እስራኤል እዩ፤ ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ።