Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ማርቆስ 2:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 ካብ ፃዕቒ ህዝቢ ዝተልዓለ ናብኡ ኸእትውዎ ስለ ዘይከኣሉ፥ ናብቲ ናሕሲ ደዪቦም በቲ ኢየሱስ ዝነበሮ ወገን ነቲ ናሕሲ ኣልዒሎም፥ ነቲ መፃጕዕ ምስቲ ደቂሱሉ ዝነበረ ዓራት ናብኡ ኣውረድዎ።

Ver Capítulo Copiar




ማርቆስ 2:4
3 Referencias Cruzadas  

ዝናኡውን ኣብ ኵላ ሶርያ ተሰምዐ፤ ኵሎም ሕሙማት፥ በብዓይነቱ ሕማምን ቃንዛን ዘለዎም፥ ኣጋንንቲ ዝሓደርዎም፥ በብወርሑ ዝለዓል ሕማም ዘለዎምን መፃጕዓትን ኣምፅኡሉ፤ ንሱ ድማ ኣሕወዮም።


ካብ ብዝሒ ሰብ ዝተልዓለ፥ ከመይ ገይሮም ከም ዘእትውዎ ምስ ተሸገሩ፥ ናብ ናሕሲ ደየቡ እሞ፥ ነቲ ሰርወ ኣልዒሎም፥ ምስ ዓራቱ ናብ ውሽጢ ገዛ ኣውሪዶም፥ ኣብ ቅድሚ ኢየሱስ ኣንበርዎ።


“ሓድሽ ገዛ ኽትሰርሑ እንተለኹም፥ ሰብ ካብኡ ኸይፀድፍ እሞ ንቤትኩም ናይ ደም በደል ከይተምፅኡላ ንናሕስኹም መደገፊ ግበሩሉ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos