Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ማርቆስ 10:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ኢየሱስ ድማ “ሙሴ እንታይ ኢሉ ኣዘዘኩም?” በሎም።

Ver Capítulo Copiar




ማርቆስ 10:3
6 Referencias Cruzadas  

ናብ ሕጉን ናብ ምስክርነት ቃሉን ኪዱ፤ ንሳቶም ከምዙይ ዝበለ ቓል እንተ ዘይተዛሪቦም ብርሃን ወጋሕታ ኣይበርሀሎምን።


ፈሪሳውያን ድማ ምእንቲ ኽፍትንዎ መፂኦም “ሰብኣይ ንሰበይቱ ኽፈትሓ ይግባእ ድዩ?” ኢሎም ጠየቕዎ።


ንሳቶም ከዓ “ሙሴስ መፍትሒኣ ፅሑፍ ፅሒፍና ኽንፈትሓ ፈቒዱልና እዩ” በልዎ።


እንሆ ኸዓ ሓደ ምሁር ሕጊ ኽፍትኖ ተሲኡ፥ “መምህር፥ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽወርስስ፥ እንታይ ክገብር?” በሎ።


ንስኻትኩም በተን ቅዱሳት መፃሕፍቲ፥ ናይ ዘለኣለም ህይወት እትረኽቡ እናመሰለኩም፥ ትምርምሩወን ኣለኹም፤ ንሳተንውን ብዛዕባይ እየን ዝምስክራ።


ኣቱም ትሕቲ ሕጊ ንንበር እትብሉ ዘለኹም፥ ንሕጊዶ ኣይትሰምዕዎን ኢኹም? እስኪ ንገሩኒ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos