Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሚክያስ 3:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ኣሕሉቓ ንፅዮን ብደም፥ ንኢየሩሳሌም ድማ ብኽፍኣት እትሃንፁ ስምዑ።

Ver Capítulo Copiar




ሚክያስ 3:10
8 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዙይ ይብል ኣሎውን በል፤ ጊዜኺ ምእንቲ ኽበፅሕ፥ ኣብ ማእኸላ ደም እተፍስሲ፥ ንርእስኺ ኽተርክሲ ኸዓ ጣዖታት እትገብሪ ኸተማ፥


ሕያዋይ ሰብ ካብ ምድሪ ጠፊኡ እዩ። ኣብ ማእኸል ሰባትውን ቕኑዕ የለን። ኵላቶም ደም ንምፍሳስ የድብዩ። ነፍሲ ወከፍ ከዓ ንሓዉ ብመርበብ ንምሓዝ ይከታተሎ።


ኣብ ውሽጣ ዘለዉ ኣሕሉቓ ከም ዝጓዝሙ ኣናብስ እዮም፤ ፈራዶኣውን፥ ንንግሆ ሓደ እኳ ኸም ዘየትርፉ ጥሙያት ተዃሉ ምሸት እዮም።


ኵሎም እቶም ህዝቢ ኸዓ “ደሙ ኣብ ልዕሌናን፥ ኣብ ልዕሊ ደቅናን ይኹን!” ኢሎም መለሱሉ።


ኵሉ ህዝቢ ኻብ ዝጠፍእስ፥ ሓደ ሰብ ቤዛ ህዝቢ እንተ ሞተ፥ ከም ዝሕሸናዶ ኸቶ ኣይተስተውዕሉን ኢኹም?” በሎም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos