Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሚክያስ 1:15 - መፅሓፍ ቅዱስ

15 ኣቲ ኣብ ማሬሻ እትነብሪ፥ ዝወርስ ከምፀአልኪ እየ፤ ክብሪ እስራኤል ድማ ናብ ኣዶላም ክመፅእ እዩ።

Ver Capítulo Copiar




ሚክያስ 1:15
11 Referencias Cruzadas  

በቲ ወርሓት እቱይ ከዓ፥ ይሁዳ ኻብ ኣሕዋቱ ተፈልዩ፥ ምስ ሓደ ኤራስ ዝስሙ ኣዶሎማዊ ሰብ ክቕመጥ ከደ።


ብጊዜ ዓፂድ ድማ ኻብቶም ሰላሳ ኣሕሉቕ ሰለስተ ወሪዶም ናብ ዳዊት ናብ በዓቲ ኣዱላም መፁ። እቲ ጭፍራ ፍልስጥኤማውያን ከዓ ኣብ ለሰ ራፋይም ሰፊሩ ነበረ።


ቤትፁርን፥ ሶኮን፥ ኣዶላምን፥


ብመዓልቲ ቕፅዓት፥ ጥፍኣት ካብ ርሑቕ እንትመፅእ፥ እንታይ ክትገብሩ ኢኹም? ሓገዝ ክትረኽቡኸ ናብ መን ክትሃድሙ ኢኹም? ንኽብርኹምከ ኣበይ ክትሓድግዎ ኢኹም?


እግዚኣብሄር ብዛዕባ ደቂ ኣሞን ዝበሎ እዙይ እዩ፦ “ንእስራኤልዶ ውሉድ የብሉን እዩ? ወረስቲኸ የብሉን ድዩ? ስለ ምንታይ ድኣ እቲ ሚልኮም ንጉሶም ንጋድ ዝወረሳ? ህዝቡ ኸዓ ኣብ ከተማታቱ ንምንታይ ተቐመጡ? ይብል እግዚኣብሄር።”


ንጉስ ልብና፥ ንጉስ ዓዱላም፥


የርሙትን ዓዶላምን ሶኰትን ዓዜቃን፥


ቅዒላን ኣክዚብን ማሪሳን። ኵለን ትሽዓተ ኸተማታት እየን፤ ኣብ ዙርያአን ዘለዋ ቝሸታትውን ይውስኽ።


ዳዊት ድማ ኻብ ጌት ሃዲሙ ናብታ ኣብ ጥቓ ኣዱላም ዘላ በዓቲ ተሓብአ። ኣሕዋቱን ኵሎም ቤት ኣቦኡን እዙይ ምስ ሰምዑ ኸዓ ናብኡ ወረዱ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos